ፍልፍል፡ ቢቢሲ ትግርኛ ን19 ኣዋርሕ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኲናት ዝጸንሑ ሓይልታት ትግራይ ብመንጐኝነት ኬንያ ኣብ ዝካየድ ዘተ ከም ዝሳተፉ ኣፍሊጦም። ብመራሒ ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓትን ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ተጻሒፉ ናብ ሕብረት ኣፍሪቃን ፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ…